Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

Type To Search

  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

ቅድሚ 2022 ናይ ኢበርኩሪን ግዴታ ክትወስድ ትግደድ ዲካ?

Home ቅድሚ 2022 ናይ ኢበርኩሪን ግዴታ ክትወስድ ትግደድ ዲካ?

ቅድሚ 2022 ናይ ኢበርኩሪን ግዴታ ክትወስድ ትግደድ ዲካ?

 

ናይ ኢንበርኩሪን ኩነታትካ ኣብ ትሕቲ  ናይ ቅድም ሕጊ ሲቪካዊ ውህደት/ኢንበርኩሪን (2013) ዝምልከት እንተዳኣ ኮይኑ። ናይ ኢንበርኩርን ግዴታካ ንምፍጻም ናይ ገዛእ ርእስኻ ቤት ትምህርቲ ክትመርጽ ተክእሎ ኣለካ። ንናይ ትምህርትኻ ክፍሊት ንምኽፋል ካብ DUO ገንዘብ ክትልቃሕ ትደሊ ዲኻ?  ካብዘን ሲዒበን ብቅድመ–ተኸተል ተዘርዚረን ዘለዋ ኣብያተ ትምህርቲ ብቅዓት እዘን ኣብያተ ትምህርቲ ብመንገዲ ብሊክ ኦፕ ወርክ Blik op Werk ተቐባልነት ዝረከባ ትካላት እየን።

 

ካብቲ ኢንበርኩሪን ዝጅምረሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ክትውድእ ይግባእ።

 

  • ምንባብ
  • ምስማዕ
  • ምጽሓፍ
  • ምዝራብ
  • ማሕበረተሰባዊ ኣፍልጦ ነዘርላንድስ (KNM)
  • ናይ ስራሕ ዕዳጋ ዝዓለመ ትምህርቲ – (ካብ 2015 ኣትሒዙ ኢንበርኩሪን ኣብ ትገብረሉ እዋን ግድነት ዝኾነ)
  • ናይ ሱታፈ ኣዋጅ መስርሕ (PVT) ካብ 1 ጥቅምቲ 2017 ጀሚሩ ናይ ኢንበርኩሪን ግዴታ እንተድኣ ኣለካ ጥራይ እዩ ዝምልከተካ።

 

መተሓሳሰቢ፡ ናይ ኢንበርኩሪን ዲፕሎማኩም ኣብ ግዚኡ ውሰዱ! እንተዘይኮይኑ ልቓሕ ንመምሃሪ ዝተዋህበካ ምስ ወለዱ ክትመልስ ክትግደድ።

 

ብዛዕባ ኢንበርኩሪን ተወሰክቲ ሕቶታት ኣለኩም `ዶ?

እዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ትካላ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ።

  • ትካል ንስደተኛ ዝሕግዝ ማሕበር ናይመኸን Vluchtelingenwerk Nijmegen > ሕቶታትኩም ናብ ማሕበራዊ ጉዳያት ተቖጻጻሪኹም ሕተቱ። ማሕበራዊ ተቖጻጻሪ የብልካን? ድሕሪኡ ናብቲ ኣብ ማእከል ከተማ ናይመከን ዝርከብ ኣድራሻ፥ Ganzenheuvel 56 ናይመከን ምካድ ይከኣል።

 

ናይ ስራሕ ሰዓታት

  • ሰኑይ: 13.00 – 15.00 ዘሎ ሰዓታት
  • ረቡዕ: 10.00 – 12.00 ዘሎ ሰዓታት
  • ሓሙስ: 13.00 – 15.00 ዘሎ ሰዓታት

ንትካል ዱዎ (DUO) ብናይ ሕቶ መሕተቲ ቅጥዒ ወይ ብቁጽሪ ቴሌፎን ፥ (050) 599 96 00 (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ሰዓታት 9.00 tot 17.00) ምንውካስ ይከኣል።

 

ንፍሉይ ኩነታት ሓበሬታን ድማ: ኣብ FAQ – ኢንበርኩሪን ዝያዳ ምንባብ ይከኣል።

Direct naar
  • Inburgeren
  • Nederlands leren
  • Werken
  • Studeren
  • Wonen
  • Administratie & geld
  • Gezondheid
  • Nijmegen

Duurzaam webdesign J Ontwerp