Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

Type To Search

  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

ኣብ ከተማ ናይመከን ከም ስደተኛ ስድራቤት ዲኻ` ትነበር?

Home ኣብ ከተማ ናይመከን ከም ስደተኛ ስድራቤት ዲኻ` ትነበር?

ኣብ ከተማ ናይመከን ከም ስደተኛ ስድራቤት ዲኻ` ትነበር?  ወይስ ካልእ ሓድሽ ነባሪ ኣብ ምምሕዳር/ከመንተ ኢካ፡ ከምእውን ናይ ኢንበርኹሪን ክትፍጽም ግዴታ ኣለካ`ዶ?

ከመይ ገርካ ናይ ኢንበርኹሪን ግዴታ ከምትፍጽም ምምሕዳር/ከመንተ ከተማ ናይመከን ምሳካ ክዘራረቡ እዩም፡ እንተኾነ ናይ ትምህርትካን ናይ መፈተኒ ገንዘብ ባዕልካ ኢካ ትከፍል። መስርሕ ኢንበርኩሪን ድማ ከምዚ ይመስል።

> ካብ DUO (Dienst Uitvoering Onderwijs) ብዛዕባ ኢንበርኩሪን ዝምልከት ደብዳበ ይመጸካ። እዚ ደብዳቤ እዚ መደብ ኢንበርኩሪን ዝጅመረሉ ዕለት ይገልጽ፡ ካብዚ ምጅማር ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ፈተናታትካ ክትሓልፍ ኣለካ።

>ብመንገዲ ከመንተ `ናይ መእተዊ ሰፊሕ ምዝርራብ` ዝብል ናይ ዕድመ ወረቐት ይስደደልካ።

  • ፈተና ድሕሪ ምውሳድ እንታይ ዓይነት ናይ ኢንበርኩሪን (መንገዲ) ከምትከታተል ይውሰነልካ፡
  • ብተወሳኺ ድማ ብዛዕባ መጻኢ መደባትካን ውልቓዊ ኩነታትካን ዝምልከት ትዘራረብ። ብመንጽሩ ከመንተ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ ከምዝወሰድካ፡ ከመይ ዝኣመሰለ ናይ ስራሕ ተሞክሮ ከምዘለካ፡ ከምእውን እንታይ ዓይነት ብልጫታትን ትሕዝቶታትን ከምዘለካ ይፍልጥ።

> ምስ ምምሕዳር ናይመከን ብዛዕባ ኢንበርኩሪን ተሳታፍነትን Plan Inburgering en Participatie (PIP) ተወሳኪ ቆጸራ ትገብር።

  • እንታይ ዓይነት መንገዲ ትምህርትን ፈተናን ከምትገብር
  • ከመይ ዝኣመሰሉ ዕላማታት ክትወቅዕ ወይ ክትሃርም ከምዘለካ፡ ንኣብነት (ወለንታዊ) ስራሕ ወይ ድማ ስሩዕ ትምህርቲ

>ንናይ ኢንበርኩሪን ግዴታ ንምፍጻም ቤት ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ባዕልካ ክትመርጽ ይግባእ።

> ካብዞም ዝስዕቡ ሰለስተ ናይ ትምህርቲ መንገድታት ክትክተል ትክእል።

  • መንገዲ B1
  • መስመር ትምህርቲ
  • መንገዲ ዘት-Z

>እዚ ኮርስ ቋንቋ ዳችን ሕብረተሰባዊ ፍልጠት ሃገረ ነዘርላንድን (KNM) ዝሓቆፈ እዩ።

>  ከመንተ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላትን ተሳታፍነትን ሞዱል de Module Arbeidsmarktparticipatie (MAP) ከምእውን ናይ ተሳታፍነት መርሕ Participatieverklaringstraject (PVT) ዝምልከት መብርሂ ይህብ።

> ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ድማ ኢንበርኩሪን ከምእውን MAP & PVT ክትውድኦ ይግባእ።

>ሽዑ ኣብ ከተማ ናይመከን/ወይ ኣብ ሃገረ ነዘርላንድ ብግቡእ ሰፊርካ ንጥፈታትካ ትቕጽል ኣለኻ ። ድሮ ስራሕ ረኺብካ ወይ ስራሕ ትደሊ ኣለኻ። ወይ ድማ ትምህርቲ ክትቅጽል ኢኻ ማለት እዩ።

ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ኣብዚ ክርከብ ይኽእል Nijmegen.nl.

ናይ ገዛእ ርእስኻ መደባት ናይ ኢንበርኩሪን መደባት ብመንገዲ DUO.nl. ክግበር ክከኣል።

ብዛዕባ ኢንበርኩሪን ተወሳኺ ሕቶ ኣለካ`ዶ?

እዘን ዝስዕባ ትካላት ሓበሬታ ክህባኻ ይኽእላ እየን፥

  • ምምሕዳር/ከመንተ ናይመከን > ሕቶታትኩም ናብ ዳይረክተር ዓማዊልኩም ስደድዎ።
  • DUO > ሕቶኹም ብመንገዲ ናይ ርክብ-ቅጥዒ ስደዱ ወይ ድማ ብስልኪ ቁጽሪ: (050) 599 96 00 (ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ) ደውሉ።

 

ንሓበሬታ ብዛዕባ ፍሉይ ኩነታት ድማ: ኣብ FAQ – ኢንበርኩሪን ዝያዳ ምንባብ ይከኣል።

Direct naar
  • Inburgeren
  • Nederlands leren
  • Werken
  • Studeren
  • Wonen
  • Administratie & geld
  • Gezondheid
  • Nijmegen

Duurzaam webdesign J Ontwerp