ናይ ቛንቛ ሓጋዚ ክትከውን ደሊኻ?ኣብ ዝተፈላላያ ውድባት ኣብ ናይመኸን ክኸውን ይኽእል።ከምኡ’ውን ባዕልኻ ብፈይስቡክ ርክብ ክትፈጥር ትኽእል፣ብዙሓት ሓደሽቲ ሓደ ግዜ ቡን ወይ ሻሂ ብሓንሳብ ምሳታይ ደስ ይብሎም።ንከምዚ ድማ ደረጃ ቛንቛኦም የዕብዩ ከምኡ’ውን ርክባትን የዕሩኽትን ይፈጥሩ።ኣብዘን ዝስዕባ ውድባት ናይ ቛንቛ ሓጋዚ ወለንተኛ ኩሉ ግዜ ክፉት።
ውድባት ከም ናይ ቛንቛሓጋዚ ክቆጽራኻ ዝኽእላ
- ስተፕ STEP
- ፈይስቡክ ግሩብ ስተደኛታት ናይመኸን (Facebook groep Refugees in the Netherlands Nijmegen)
- ስቲፕ ከባብያዊ ሓበሬታ (STIP Informatiepunt in uw wijk)
- VWN Nijmegen (VluchtelingenWerk in Nijmegen)
- ኸዘልኽ (Ontmoetingscentrum Gezellig Nijmegen)
- ማእክለ ወለንታዊ ስራሕ ናይመኸን (VrijwilligersCentrale Nijmegen)
ማሕበር ናይመኸን
ኣየናይ ማሕበር ምሳኻ ይሰማማዕ ተማቲእካ? Neem contact op met ons en we voorzien u graag van advies.
ኣብ ኢንተርነት ትረኽቦ ንመምሃሪ ዝሕግዝ
ባዕልኻ ምስ ሓድሽ መጻኢ ምጅማር?ብኢንተርነት ናይ ትምህርቲ መሳላጥያታት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ንኣብነት ኣብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ወብሳይት ተመልከት
- ‘t Begint met Taal ንሓበሬታ,ንመምሃሪ ንዋትን ካልእን።
- Taalkit Dutch ንመምሃሪ ጥረ ነገራት
- Je kan me wat ንመምሃሪ ጥረ ነገራት ንጀመርቲ
ንዝያዳ ሓበሬታ ብእንግሊዘኛ ኣብዚ ትወከስ www.yallafoundation.nl.