• Over Yalla
    • Samenwerking
  • Blog
  • Contact
Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya

Type To Search

  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya

Inburgering -nመስመር ትምህርቲ

Home Inburgering -nመስመር ትምህርቲ

Inburgering -nመስመር ትምህርቲ

ኢንበርኩሪን ምስ ወዳእካ፡ ዕድሜካ ትሕቲ 30 ዓመት ምስ ዝከውን ክትመሃር ትደሊ`ዶ? እዚ ምስ ዝከውን ንናይ ትምህርቲ መስመር ክትክተል ትኽእል። ኣብ ናይ ቋንቋ መስመር ድማ እንተወሓደ ብደረጃ  B1 ምንባብ፡ ምስማዕ፡ ምዝራብን ምጽሓፍን ክህልወካ ይግባእ። ብተወሳኺ ንMBO, HBO ወይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ክትዳሎ ትክእልን ብእንግሊዝኛ፡ ስነ-ቁጽሪን እውን ትመሃር። ኣብ ብተወሳኺ ብዛዕባ ፍልጠት ሕብረተሰብ ነዘርላንድ (KNM) ኮርስን፡ ናይ ሞያ መርሓ ኮርስ ‘Career Orientation’ ድማ ኣብ ክንዲ ናይ ስራሕ ሱታፌ ሞዱል Module Arbeidsmarkt en Participatie (MAP) ትወስዶ። ኣብ መወዳእታ ድማ ኮርስ መስርሕ መግለጺ ተሳትፎ (PVT) ትከታተል።

ድሕሪ ኢንበርኩሪ ምውዳእካ፡ ብዛዕባ ተክእሎ ተወሳኪ ትምህርቲ ዝያዳ ክትፈልጡ ትደልዩ ዶ?

ብዛዕባ ናይ ቋንቋ ምስግጋር መደብ (taalschakeltraject) ኩሉ ዓይነት ሓበሬታ ክህልዉ ዝኽእሉ ሞያታትን መደባት ትምህርትን ኣብ ትሕቲ ናይ ሞያ መርሓ ኮርስ  ‘Career orientation’ ክትረክቦ ይከኣል።

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ድማ ኣብ ትሕቲ ‘ትምህርቲ ኣብ ሃገረ ነዘርላንድ’ ዝብል ኣርእስቲ ክትረክቦ ይከኣል።

መስመር ምዝዛም ትምህርቲ ፤

እዞም ዝስዕቡ ፈተናታት ክትወስድ ኣለካ፤

  • ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝራብን ምስማዕን > ፈተና ኣብ ዝተሓተ ደረጃ B1
  • ፈተና KNM

ናይ PVT ኮርስ ንምዝዛም ነቲ ናይ ተሳትፎ መግለጺ ክትፍርም ይግባእ።

ኩሉ ክፋላት/ዓይነታት ብዓወት ዛዚምካዩ` ዲኻ?

 

ናይ ኢንበርኩሪን ግዴታኻ እንተደኣ ሓሊፍካ! ብዛዕባ ዲፕሎማ ዝምልከት ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ምንባብ ይከኣል።

 

Direct naar
  • Inburgeren
  • Nederlands leren
  • Werken
  • Studeren
  • Wonen
  • Administratie & geld
  • Gezondheid
  • Nijmegen

Duurzaam webdesign J Ontwerp