Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

Type To Search

  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • Tigrinya
    • Nederlands
    • English
    • العربية
    • فارسی
    • Tigrinya

ኢበርኩሪን – ፕሮግራም ፐይ-ቨ-ተ (PVT)

Home ውህደት ኢበርኩሪን – ፕሮግራም ፐይ-ቨ-ተ (PVT)

ኢበርኩሪን – ፕሮግራም ፐይ-ቨ-ተ (PVT)

ተሳትፎ መግለጺ ትራጀክቶሪ (PVT) ኣካል ናይ ኢንበርኩሪን /ስቪካዊ ውህደት እዩ። ብዛዕባ ኣገደስቲ ክብርታት ሃገረ ነዘርላንድ ከም ናጽነት፡ ማዕርነት፡ ምትሕግጋዝን ተሳትፎን ትምሃር። ኣብ መወዳእታ፡ ኣብቲ ናይ PVT  ወረቀት ናይ ተሳትፎ ኣዋጅ ክታምካ ተንበር፡ ብድሕሪኡ ዝኮነ እትገብሮ ፈተና የብልካን።

በዛ ቪድዮ ድማ ቀንዲ ክብርታት ሃገረ ነዘርላንድ ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ቤት ጽሕፈት ቫይላንድ Bureau Wijland ኣብ ከተማ ናይመከን ንፐይ-ቨ-ተ ዝኸውን ኣኼባታት የዳሉ፡ ብመጽሩ እቲ ከመንተ በዚ ይምዝግበካ። ካብ ከመንተ ዝለኣከልኩም ደብዳበ ብዛዕባ PVT ብቀሊል ክትርእዩ ክትውከሶ ይክእል። ናይ ኣኼባታት ዕድመ ካብ ቤት ጽሕፈት ቫይላንድ ድሒሩ ክመጸኩም እዩ። ኣርባዕተ ኣኼባታት ኣሎ፡ ጉጅለኹም ካብ 10 ክሳብ 20 ተሳተፍቲ ዝሓቖፈት ኮይና፡ ምስኦም ብንጥፈት ክትተሓባበሩ ትክእሉ። ብዛዕባ ‘ማሕበራዊ ካርታ’ ከተማ ናይመከን እውን ሓበሬታ ክትረኽቡ ኢኹም። ስለዚ፡ ከም ነባሪ ከተማ ናይመከን ኣየኖት ትካላት ክድግፉኻ ከም ዝኽእሉ ክትፈልጥ ትክእል፡ ከምኡ’ውን ባዕልኻ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት እታ ከተማ ብኸመይ መንገዲ ክትሳተፍ ከም እትኽእልን፡ድ ካብዚ ሓልፉ ድማ ብዛዕባ ኣገደስቲ ሕቶታት ንዛረብ: ንኣብነት፥ ኣነ መን እየ? ድሕሪ ሓሙሽተ ዓመት እንታይ ክበጽሕ እደሊ? ብኸመይ’እየ ነዚ ክበጽሖ ዝክእል? ምስታ ጉጅለ ብዛዕባ እዚ ሓሳባት ትለዋወጥ።

እቲ መደብ፡ ኣብ ‘ማሕበራዊ ካርታ’ ከተማ ናይመከን ኣብ ዝርከብ ከም ቤተ መዘክር ዝኣመሰለ ቦታ ዑደት ምግባር’ውን ይዛዝም። ኣብ ናይ ጃልባ ጉዕዞ ድማ ሓደ ሰብ ብዛዕባ ከተማ ናይመከን መግለጺ ይወሃብ ። ኣብቲ ናይ መወዳእታ ኣኼባ ናብ ኣዳራሽ ከተማ ብምካድ ኣብኡ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ብዛዕባ ከባብያዊ ፖለቲካን ናይ ገዛእ ርእስኻ ድሕረ ባይታን ይነግረካ። ኣብ መወዳእታ ድማ ነቲ ናይ ተሳትፎ መግለጺ ትፍርም።

Direct naar
  • Inburgeren
  • Nederlands leren
  • Werken
  • Studeren
  • Wonen
  • Administratie & geld
  • Gezondheid
  • Nijmegen

Duurzaam webdesign J Ontwerp