ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ዝርከብ ነጥቢ ቋንቋ
ታልፑንት ባዕልኻ ቋንቋ ሆላንድ ክትለማመድ ትኽእል ኢኻ ። ኣብቲ መደርደሪ መጻሕፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም: ቋንቋ ሆላንድ ንምምሃር ዝሕግዙ ናይ ኮርስ መጻሕፍቲ፣ (ስእሊ) መዝገበ ቃላት፣ ብዛዕባ ሆላንድ መሃሪ መጻሕፍቲ፣ ቀለልትን ቁሩብ ዝኸበዱን ንባብ መጻሕፍቲ።
ታልፑንት ዘለዎም ቤተ-መጻሕፍቲ፤
| ማእከል ኒጅመገን
ቤተ መጻሕፍቲ ደ ማሪንበርግ ኣድራሻ፡ ማሪንበርግ 29 |
| ኒጅመገን ኣረጊት ምዕራብ
ቤተ መጻሕፍቲ ደ ቢዛንቲይን ኣድራሻ፡ ዋተርስትራት 146 |
| ሙንተንቡርት/ግሮነዌግ
ቤተ መጻሕፍቲ ሙንትዌግ ኣድራሻ፡ ሙንትዌግ 207 |
| ቤተ መጻሕፍቲ ዝዋነንቨልድ
ኣድራሻ፡ ዝዋነንቨልድ 9098 |
| ቤተ መጻሕፍቲ ሃተርት።
ኣድራሻ፡ ኩወንበርግስትራት 20 |
ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤተ – መጻሕፍቲ ኒጅመገን ተወከሱ ።