• Over Yalla
    • Samenwerking
  • Blog
  • Contact
Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
Yalla Foundation
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya
  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya

Type To Search

  • ማሕበራዊ ምውህሃድ | Inburgering
    • ናይ DUO ልቓሕ | Inburgering betalen
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | ምኽሪ
    • Staatsexamen NT2
    • ትምህርቲ KNM | ፍልጠት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኔዘርላንድ
    • ትምህርቲ ONA | ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ኔዘርላንድ
    • ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ | Participatieverklaring
    • ሕቶታት ብዛዕባ | Inburgeren
    • ምኽርን መለማመዲ ፈተናን
  • ቛንቛ
    • ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርትታት | Inburgering
    • Taalcafé | ብሓንሳብ ነዜርላንድ ምምሃር
    • Taalhuis | ኣብ ቤት ንባብ ሓገዝ ትረክብ
    • Taalpunt | ኣብ ቤት ንባብ ባዕልኻ ምጽናዕ
    • Taalcoach | ናይ ቋንቋ ተሓጋጋዚኻ
    • Language Exchange | ኣብ ጉጅለ ኴንካ ምዝርራብ
    • Taalles | ተወሳኺ ናጻ ትምህርቲ
    • Apps | ኣብ ኮምፒተር ምልምማድ
    • Helpen | ሓበሬታ ንመምህር
  • ስራሕ
    • ወለንታዊ ስራሕ
    • ስራሕ ምድላይ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ግቡእ ሓላፍነትን
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ጎኑ ጎኑ ምስራሕ
    • ገንዘባዊ ሓገዝን ምቅይያራትን
    • ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ (uitkering)
  • ገንዘብ
    • DigiD | ID ዲጂታላዊ መለለዬ
    • Mijn Overheid | ዲጂታላዊ ደብዳቤ
    • Toeslagen | ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ መንግስቲ
    • Huurtoeslag | ሓገዝ ንመኽፈሊ ገዛ-ኽራይ
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • Kinderbijslag | ገንዘባዊ ሓገዝ ን ቆልዑ
    • Kwijtschelding | ሓለፋታት ን ሓደ ሓደ ቀረጻት
    • Voedselbank | መግቢ ብነጻ
    • Kledingbank | ልብሲ ብነጻ
    • ምሕንባስ
  • ጥዕና
    • ክንክን ኣብ ካምፕ | GZA
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Basisverzekering
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Eigen risico
    • ናይ ውሕስነት ክንክን | Aanvullende zorgverzekering
    • ፋይናንሳዊ ሓገዝ | Zorgtoeslag
    • ናይ ገዛ ሓኪም | Huisarts
    • ናይ ስኒ ሓኪም | Tandarts
    • ሆስፒታል | Ziekenhuis
    • ድራግ
  • መንበሪ
    • Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ
    • Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ?
    • ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን
  • ውድባት
    • VWN | ሓገዝ ስደተኛታት
    • ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC)
    • ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN)
    • ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP)
    • Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ
  • TigrinyaTigrinya
    • NederlandsNederlands
    • EnglishEnglish
    • العربيةالعربية
    • فارسیفارسی
    • TigrinyaTigrinya

ካልእ ትምህርቲ ቋንቋ ዳች ኣብ ከተማ ናይመከን፥

Home ካልእ ትምህርቲ ቋንቋ ዳች ኣብ ከተማ ናይመከን፥

ካልእ ትምህርቲ ቋንቋ ዳች ኣብ ከተማ ናይመከን፥

ናይ ኢንበርኩሪን (ስቪካዊ ውህደት ኮርስ) ክሳብ ሕጂ እንተድኣ ዘይተኸታቲልካ ኣብ ውሽጢ ከተማ ናይመከን ብዝተፈላለያ ትካላትን ኣብያተ-ትምህርትን ዝወሃብ ናይ ቋንቋ ኮርስ ኣሎ። እዚ ክንብል ከለና ግና እዘን ትካላትን ኣብያተ-ትምህርትን ብፍሉይ ንኢንበርኩሪን ዝቖማ ኣይኾናን።

ኣ-ዜ-ሴ (AZC) ከተማ ናይመከን፥

ኩሎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኣ-ዜ-ሴ (AZC) ከተማ ናይመከን፡ መባእታዊ ዝኮነ ናይ ቋንቋ ዳች ስልጠና ኮርስ ክወስዱ ይኽእሉ። ኣብ ውሽጢ ኣ-ዜ-ሴ (AZC) ድማ መሰረታዊ ቃላትን ሓረጋትን ቋንቋ ዳች ክትመሃር ትክእል። ንኣብነት፥ ናብ ዱኳን ወይ ናብ ሓኪም ክትከይድ ከለኻ ኣዝዮም ጠቀምቲ እዩም። ሓደ ወለንተኛ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እንተወሓደ ን8 ሰሙናት ይምህረካ። ካብዚ ንላዕሊ ክትመሃር ድልየት ኣለካ`ዶ? ከምኡ እንተድ ኾይኑ ኣብተን ቤት ትምህርትታት ክትቅጽል ትኽእል ኢኻ።

መራኸቢ ቦታ፥ ከዘልኽ Gezellig፥

ኣብ ማእከል መራኸቢ Gezellig ትምህርቲ ቋንቋ ዳች ክትመሃር ተክእሎ ኣሎ።

መራኸቢ ቦታ፥ ቤተ-ርህራሄ (Huis van Compassie)፥

ስደተኛ ዲኻ? ንናይ ኢንበርኩሪን ትምህርትኻ ገና ኣብ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣይጀመርካን? ወይ ድማ ኢንበርኩሪን ዝህባ ቤት ትምህርታት ክትረኽብ ኣይከኣልካን? ከምዚ ምስ ዘጋጥመካ ኣብ ቤተ-ርህራሄ (Huis van Compassie) ትምህርቲ ቋንቋ ዳች ብናእሽቶ ጉጅለ ክትረክብ ትኽእሎ ኣሎ። ንዝያዳ ሓበሬታ > ብኢ-መይል፡ post@huisvancompassienjmegen.nl ወይ ድማ ብሞባይል ቁ፡ 06-27 27 47 89፡ ኣድራሻ፡ Vlietstraat 20b።

ROC ናይመከን፥

ናይ ኢንበርኩሪን ኮርስ ክትወስድ ግዴታ የብልካን ድዩ? ከምኡ እንተድኣ ኮይኑ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ROC ናይመከን ቋንቋ ዳች ክትመሃር ትኽእሎ ኣሎ።

  • መባእታዊ ትምህርቲ ዳች ከም ካልኣይ ቋንቋ
  • ንጀመርቲ ቋንቋ ዳች
  • ንዝማዕበሉ ተማሃሮ ቋንቋ ዳች

ንናይ ኢንበርኩሪን ፈተና (ብመሰረት እቲ ናይ ቀደም ሕጊ ሲቪክ ውህደት/ኢንበርኩሪን) ሓሊፍካዮዶ ትፈልጥ? ነዘርላንድስ ምምሃር`ከ ክትቅጽል ትደሊ`ዶ? ንኣብነት ካልእ ስራሕ ንምርካብ ወይ ትምህርቲ ንምጅማር? በዞም ዝስዕቡ ኮርሳት ዝያዳ ዕድላት ንምርካብ ይከኣል እዩ።

ስታት-ኤግዛም ቋንቋ ዳችከም (ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት)፥

ከመንተ/ምምሕዳር ከተማ ናይመከን ንገለ ነበርቲ ናይ ROC ናይመከን መምሃሪ ክፍሊት ክኸፍለሎም ይክእል። እዚ ኮርስ ዝወስድ ሰብ ድማ ብውልቃዊ ኣበርክቶ ኤውሮ €45.00 ጥራይ እዩ። ነቲ ኮርስ ባዕልኻ ክትመሃር ይከኣል` ድዩ? ወጻኢታት ናይዚ ኮርስ ንሰዓት ኤወሮ €14.50 እዩ፥ እዚ  ድማ ንኹሉ ወጻኢታት መጻሕፍቲ፡ ምድላው፡ መስርሕ ንምምሃርን ምስትምሃርን ዘጠቓልል እዩ።

 

 

ማሕበር ስተፕ STEP ማእከል ትምህርቲ ቋንቋን ተሳታፍነትን፤

ኣብ ሕብረተሰብ ሃገረ ነዘርላንድ ክትሳተፍ ድልየት ኣለካ`ዶ? ኣብ ማሕበር STEP ቋንቋ ዳችን ካልእ ክእለታትን ክትመሃር ትኽእል ኢኻ፡ ብመንጽሩ ኣብዞም ዝስዕቡ ኮርሳት ክትምዝገብ ይከኣል`ዩ።

  • ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
  • ናይ ምዝራብ ትምህርቲ
  • ናይ ምጽሓፍ ትምህርቲ

እትመሃሮ ዓይነት ትምህርቲ፡ ናይ ቋንቋ ደረጃካን ናህርካን ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ። ነዚ ኮርስ ንምጅማር ትጽበዩ ግዜ የለን፡ ወጻኢታቱ ድማ ትሑት`ዩ። ንቋንቋ ዳች ዝያዳ ብተግባር ኢካ ትመሃሮ። ስለዚ፡ ብመንገዲ STEP ልምምድ ናይ ቋንቋ ወይ ብወለንታዊ ስራሕ ክትሰርሕ ይከኣል እዩ። ምስዚ ኮርስ ዝተኣሳሰሩ ኣብ ዓውድታት ጥዕና፡ ኣተሓሕዛ ገንዘብ፡ ኣተዓባብያ ቆልዑት ሓበሬታ ክትረክብ ይከኣል`ዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ > ብኢ-መይል፡ info@stepnijmegen.nl ወይ ደውሉ፡ 024 – 323 32 35

ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ ቋንቋ፥

ኣብ ከተማ ናይመከን፡ ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርቲ ዲኻ እትደሊ ዘለኻ ወይስ ቋንቋ ዳች ንምምሕያሽ ካልእ ትምህርቲ ዓይነት ትምህርቲ? ናይ DUO ልቓሕ የብልካን ድዩ? ድሕሪኡ ናብ ሓንቲ ካብተን ቀጺለን ዝጥቀሳ ኣብያተ ትምህርቲ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ። ብዛዕባ እቲ ኮርስን ወጻኢታቱን ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ > ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይዘን ቤት ትምህርታት ቋንቋ ተወከሱ።

  • ዩቲለ ዶልዲ Utile Dulci T&C
  • ፎልክስ ዩኒቨርሲቲ ናይመከን Volksuniversiteit Nijmegen

 

 

 

Direct naar
  • Inburgeren
  • Nederlands leren
  • Werken
  • Studeren
  • Wonen
  • Administratie & geld
  • Gezondheid
  • Nijmegen

Duurzaam webdesign J Ontwerp