ውድባት ኣብ ናይመኸን ዝቅመጡ መንበሪ ፍቃድ ዘለዎም ልክዕ ከም ደቂ ዓዲ ካብ ዝተፈላለየ ውድባት ዝተፈላለዩ መሰላጥያታት ክትቀሙ ይኽእሉ። ንጹር ንክኸውን ኣብ ታሕቲ እተን ዓበይቲ ዝበሃላ ውድባት ኽትረክብ ኢኻ። VWN | ሓገዝ ስደተኛታት ማእከል ወለንታዊ ስራሕ | ሓገዝ ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ (VWC) ቤ/ጽ ዕዮ ምምሕዳር ከተማ ናይመኸን | ሓገዝ ስራሕ ኣብ ምርካብ (WBRN) ስቲፕ | ሓበሬታ ኣብ ከባቢ (STIP) Inter-lokaal | ሓገዝ ኣብ ኣጠቃቅማ ገንዘብ