ስራሕ ኣብ ክልተ ይፈላለዩ ትኽፈሎ ዘይትኽፈሎ፣እቲ ዘይቲኽፈሎ ወለንታዊ ስራሕ ይበሃል።

  • ንካልእኦት ምሕጋዝ  ይኹን ንሕብረተሰብ ብሓፈሻ
  • ምስ ውድባት ብዘይ ክፍሊት ምስራሕ ፣ንኣብነት ኣብ ትካል ረዲኤት
  • ንክፍሊት ዘለዎ ስራሕ ክትክእ ኣይክእል

ኣብነታት ናይ ወለንታዊ ስራሕ

  • ጉያ እግሪ ኣብ ናይ ኣትሌታት ክለብ
  • ኣብ ናይ መኣለዪ ዓበይቲ ሰባት ንዖኦም ብዊልቸር ምድፋእ
  • ኣግራብ ምቅምቃም ከምኡ’ውን ምትዕርራይ
  • ኣብ ፈስቲቫል ናይ ምርኢት ምህናጽ
  • ንጥፈታት ኣብ መዘናግዒ ቦታታት ንኣብነት ኣብ ክለብ ብሓንሳብ ምስራሕ
  • ንጥፈታት ኣብ ናይ ግብረ-ሰናይ ቦታታት ንኣብነት ሓገዝ ኣብ ናይ ግብረ-ሰናይ መግቢ ዝወሃበሉ ቦታ
Vlnr: wethouder Bert Frings, Nazier A, Shadi A, en Mirjam Kaptein. Uitreiking certificaat voor het verrichten van vrijwilligerswerk door nieuwkomers in Nijmegen.
Vlnr: wethouder Bert Frings, Nazier A, Shadi A, en Mirjam Kaptein. Uitreiking certificaat voor het verrichten van vrijwilligerswerk door nieuwkomers in Nijmegen.

ንዝያዳ ሓበሬታን ኣወዳድባን

ሓገዝ ንወለንታዊ ስራሕ ምርካብ፣ ኣብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ቦታታት ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል