ኣብ ቋንቋ ነዜርላንድ ጸገም ኣለካ ዶ? ኣብ ናይ ገዛ ቛንቛ ሓገዝ ትረክብ፣እዚ ኣብ ቤት ንባብ’ዩ።ኣብኡ ዝተፈላለዩ መጽሓፍቲ፡መለማመዲ ፕሮግራማት ከምኡ’ውን ንዓኻ ኣብ ምልምማድ ክሕጉዙኻ ዝኽእሉ ወለንተኛታት ኣለዉ።ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ወብሳይት ርአ . Meer informatie vindt u op de website van de bibliotheek.

  • ንኹሉ ሰብ ቛንቛ ነዜርላንድ ክለማመድ ዝደሊ
  • ብነጻ
  • ምምዝጋብ ኣየድልን

ኣድራሻን ሰዓታትን Taalhuis

Nijmegen Centrum
Bibliotheek Mariënburg
Adres: Mariënburg 29
Tijd: van 10.00 – 12.00 uur op dinsdag

Bibliotheek Zwanenveld
Adres: Zwanenveld 90-98
Tijd: van 14.00 – 16.00 uur op donderdag