ቋንቋ ነዜርላንድ ምዝራብ ቀሊል ኣይኮነን፣ ናይ ቋንቋ ሓጋዚ ዝተገብረ ምእንቲ ብዙሕ ልምምድ ክትገብር እዩ።ናይ ቋንቋ ሓጋዚ ከመይ ረኺብካዮ፣ኣብዘን ዝስዕባ ውድባት……

ስተፕ | STEP

ኣትዊኻ ትሑት እንተ ኮይኑ ወይ ድማ ገንዘባዊ ሓገዝ እንተ ዘይብልካ ብኣዝዩ ዉሑድ ኣብ ስተይፕ STEP ቋንቋ ክትመሃር ትኽእል።ኣብ ካምፕ እንተ ኣለኻ ገንዘባዊ ሓገዝ ስለ ዘይብልካ ኣብ ስተፕ STEP ብነጻ ክትመሃር ይፍቀደካ’ዩ።እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ስታሾን ናይመኸን Station Nijmegen ርሑቅ ኣይኮነን።

ከምኡ’ውን ኣብ ሃተርት – Ook in Hatert biedt STEP verschillende lessen aan.

STIP/VWN

ኣብ ስቲፕ ማለት ከባብያዊ ሓበሬታ ን ናይ ቋንቋ ሓጋዚ ወይ ድማ ኣብ ከባቢኻ ክተሓባበረካ ዝኽእል ክትሓትት  ትኽእል፣እንታይ ተኽእሎታት ኣሎ ከተጣይቅ ትኽእል።

ብመራኸቢ ብዙሃን 

ኣብዚ ውን ምስ ደቂ ዓዲ ርክብ ክትፈጥር ትኽእል፣ንኣብነት ኣብ  facebookpagina Refugees in Netherlands Nijmegen.  መን ምኻንካ ንዝኽነ ምዕዳም ብሓንሳብ ገለ ምግባር ወይ ምምጋብ፣ብኸምዚ ጽቡቕ ርክብ ክትፈጥር ትኽእል።

ማሕበር

እዚ ማሕበር ዝተፈላለየ ናይ ዝርርብ ትምህርቲ ከምኡ’ውን ና ቋንቋ ተሓጋገዝቲ ይውድብ።
ንዝያዳ ሓበሬታ  Meer informatie over Het Gilde vindt u hier.

Nederlands spreken is niet zo eenvoudig, het is daarom goed om veel te oefenen. Een taalmaatje of Nederlandse kennissen kunnen daarbij helpen. Hoe vindt u een taalmaatje? Bij de volgende organisaties …