ብኦንላይን ኣዝዩ ብዙሕን ዝተፈላለየን ኣፕሊከሽናት ዶውንሎድ ክትገብር ትኽእል።ኣብ ገዛኻ ብኡ ገርካ ኣብ ሞባይልካ ወይ ኮምፑተካ ባዕልኻ ክትምሀር ትኽእል።ኣብ ገለ ኣፕሊከሽናት ኣለዋ።ኣብ ወብሳይት Yalla foundation ብዙሕ ክትረክብ ኢኻ።

መዝገብ ቃላት ካብ ዝተፈላለየ ቛንቛታት ናብ ትግርኛ

DUO LINGO

ካብ እንሊዘኛ ናብ ነዜርላንድ፣ንሙሉእ ሓሳባት ንምልምማድ ወይ ቃላት ምምሃር።

MEMRISE

ኣፕሊከሽን ብነጻ  ምምሃር

NET IN NEDERLAND

Nederlandse tv-programma’s bekijken ቛንቛ ኣብ ምምሃር ኣዝዩ ይሕግዘካ።ብቀጥታ ናብ ነዜርላንድ መደብ ምስ ኣብ ታሕቲ ጽሕፈት ዝለዎ ብነዜርላንድ፡ብእንግሊዘኛን፡ ዓረብኛን  ኣብ ወብሳይት Net in Nederland.

2B DUTCH

ቪድዮታት ንቓንቓ ነዜርላንድ ምምምሃር።Video’s om Nederlands mee te leren. Direct naar de website van 2B Dutch.

NT2 TAALMENU

ልምምድ ንቛንቛ ነዜርላንድ ንምምሃር ፣staatexamen 1 &2  Staatsexamen I of II ወይ ድማ het inburgeringsexamen።ንዝተፈላለየ ልምምዳት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት። Direct naar de website NT2 Taalmenu.

ብዙሕ ኣፕሊከሽን ክትፍትን ደሊኻ? ኣብ ወብሳይት ናይ ያላ ብዙሕ ክትረክብ ኢኻ።Yalla Foundation: vindt u een grotere selectie apps.