መንበሪ ፍቃድ ዘለካ ኣብ ናይመኸን ትቅመጥ?ዝኾነ ሕቶ ብዛዕባ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣለካ? እንድሕር ካብ ምምሕዳር ከተማ ናይ ውልቀ ርክብ ሰብ ኣለካ ንዕኡ ክትውከሶ ትኽእል፣እንተ ዝይኮይኑ ምስ ምምሕዳር ርክብ ክትገብር ትኽእል ኢኻ።

ዝኾነ ሕቶ ብዛዕባ ስራሕን ሞያን ኣለካ? ምስ ቤ/ጽ ምምሕዳር ከተማ ርክብ ግበር።