ኣብ ናይመኸን ሓድሽ ዲኻ/ኺ? ዝኾነ ዓይነት ተኸፋሊ ስራሕ የብልካን፣ግን ገለ ክትገብር ደሊኻ። ኣብ ወለንታዊ ስራሕ ናይመኸን እዚ ዝስዕብ ክትገብር ትኽእል፣
- ምትሕግጋዝ ከምኡ’ውን ቀልጢፍካ ነዜርላንድ ትምሃር
- ገለ ምብርካት ንሕብረተሰብ
- ነብሲካ ተማዕብል
- ምስ ሰባት ምልላይ
- ውጺኢታዊ መዓልቲ ምሕላፍ
- ዕድላት ናይ ስራሕ ምዕባይ (CV ምምዕባል)
ማእከል ወለንታዊ ስራሕ ናይመኸን
- ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ምርካብ ይተሓጋገዝ
- ንውድባት ምሕጋዝ ኣብ ወለንተኛታት ምርካብ
- ንወለንተኛታት ንውድባትን ኣብ ሕቶን ጸገምን ምሕጋዝ
ወለንታዊ ስራሕ ምስራሕ ኣብ ናይመኸን ወይ ሕቶ ኣለካ ዶ?
ኣብ ናይመኸን ነዊሕ/ሕጂ ክትቅመጥ ጀሚርካ? ማእከል ወለንታዊ ስራሕ ናይመኸን ንኹሉ ሰብ ክፉት’ዩ። ኣብ ጥቃ ስቴሽን ዝርከብ ቤ/ጽ ምብጻሕ ይከኣል ወይ ኣብ ወብሳይት ምርኣይ ይከኣል። እንተ ደኣ ኣብ ካምፕ ናይመኸን (Dommer van Poldersveldtweg) ትነብር ኼንካ፣ ኣብ ናይ ዝርርብ ሰዓታት ክትመጽእ ክፉት’ዩ።
ኣብ ወብሳይት ርአ Vrijwilligerscentrale Nijmegen
ምብጻሕ ኣብ ማእከል ወለንታዊ ስራሕ ናይመኸን
ሰኑይ፣ሰሉስ፣ረቡዕ ከምኡ’ውን ሓሙስ ካብ 10:00 ቅ.ቀ ክሳብ 16:00 ድ.ቀ ክፉት’ዩ።
ኣብ ውሽጢ እቶ ወይ ቆጸራ ሓዝ
ኣብዚ ኣድራሻ : Stationsplein 26, 1e verdieping (ቀዳማይ ደርቢ)
ቁጽሪ ተሌፎን፡ 024 8200024
ኢመይል፡ bemiddeling@vwc-nijmegen.nl
ኣብ ካምፕ ናይመኸን ንወለንታዊ ስራሕ ቀጥታ ዝርርብ ክትግብር ትኽእል።
ናይ ዝርርብ ሰዓታት፣ ቀጻሊ ሰሉስ ካብ 10:00 ቅ.ቀ-12:00 ድ.ቀ
ውልቃዊ ቆጸራ ምሓዝ
ቁጽሪ ተሌፎን፡ 024-8200020
ኢመይል፡ h.tieze@vwc-nijmegen.nl