ኣብ ውሽጢ 3 ዓመት inbugeren ክትውድእ ኣለካ? እዚ ድማ ባዕልኻ ብዝመረጽካዮ ትምህርቲ ናይ ቛንቛ ትምሃር። ብኸምዚ ድማ ቛንቛ ኔዘርላንድ ትምሃር፣ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ኣነባብራን (KNM) ስራሕን (ONA) ኣብ ኔዝርላንድ ትምሃር። ኣብ መንጎ እዚ ግዜ ድማ Participatieverklaring (ቃል ማሕበራዊ ተሳትፎ) ትምሃር።

ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ inburgering www.inburgeren.nl (Nederlands) ኣብዚ ወብሳይት ብዝትፈላለየ ቛንቛ ክትረክብ ትኽእል፣

ኣብ ወብሳይት  www.ikwilinburgeren.nl  ድማ ብዙሕ ሓበሬታ ናይ ቛንቛ ቤት-ትምህርትታት ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ምምሕዳር ክትረክብ ኢኻ።