መንበሪ ገዛ እንተ ወሲደ ኣበይ ኣብ ከስተውዕል ኣለኒ? ጋዝ፣ማይ፣ኤለክትሪክ፣ኢንተርነት ከመይ ጌርካ ትጠልብ? ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ቦታ ክትነብር ኢኻ ?ኣብዚ ታሕቲ ገለ መወሰኽታታት ኣለዋ ከምኡ'ውን ሊንክ ምስ ምንባር ዝተኣሳሰር። Logeerregeling | ግዝያዊ መንበሪ ካብ ካምፕ ወጻኢ Stadskoppeling | ድሕሪ ካምፕ ኣበይ ክትነብር ኢኻ? ኤለትሪክ፣ ማይ፣ ኢንተርነት፣ ቴለቭዥን