ኣብ ናይመኸን ሓድሽ ዲኻ? እዛ ንእሽቶ መጽሓፍን ድረ- ገጽ WWW.WELCOMETONIJMEGEN.NL/TIR መኣዝንካ ክትፈልጥ ክሕግዘካ’ዩ። ከምኡ’ውን ብቋንቋታት ዳች፡ ዓረብን እንግሊዘኛን ተዳልዩ ኣሎ። Download pdf’s: ⇒ Handboek Tigrinya Welcome to Nijmegen Yalla 150518 ⇒ Handboek Nederlands Welcome to Nijmegen Yalla_40418 ⇒ Handbook English Welcome to Nijmegen_Yalla_40418 ⇒ Handboek Arabisch Welcome to Nijmegen Yalla_60618
ወግዒ ክንክን ጥዕና | Zorgcafé
ዝኾነ ጥዕናዊ ሕቶ ምስ ዝህልወካ ? ፣ብሓንሳብ ሻሂ እንዳ ሰተኻ፣ኣብ ወግዒ ክንክን ጥዕና ብቀሊሉ ክትሓት ወይ ምኽሪ ፣ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል ሓደ ሓደ ግዜ ውን ናብ ሆስፒታል ክትከይድ እንተ ኼንካ ወለንተኛታት ክሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም። ሰሉስ 12፡00 ድቀ- 16፡00 ድቀ ሮቡዕ 13፡00 ድቀ- 17፡00 ድቀ ዓርቢ 13፡00 ድቀ- 17፡00 ድቀ ወግዒ ክንክን ጥዕና ዝተፈላለዩ ወለንተኛታት ሓገዝቲ ኣለዋ።…
ኣብ ናይመኸን ብፈይስቡክ ርክብ ምፋጣር | Nijmegen online
ኣብ ግሩብ ማሕበር ምኻን ወይ ገጽ(page) ምስዓብ ።ሓደስቲ ሰባት ወይ ነባራት የላልየካ። ኣብዚ ነብስካ ተላሊ ክእለትካ። ምስ ሰባት ብዙሕ ርክብ ምፍጣር ናብ ቅድሚት የሰጉመካ። ወላ ውን ንእሽተይ ጸገም ኣብ ግሩብ ፈይስቡክ ክትሕገዝ ትኽእል።Eri Nijmegen CommunityRefugees in Netherlands Nijmegenኣብ ናይመኸን ሓድሽ ዲኻ(ኣብ ካምፕ፣ገዛ፣ወይ ተማሃራይ )ወይ ነዊሕ ዝተቀመጥካ ምስ ሓደስቲ ርክብ ክህልወካ ትደሊ። ኣብ ግሩብ ፈይስቡክ ብቀጥታ…
ምምጻእ ናብ ማእከል ቦታ ኸዘልኽ | ontmoetingscentrum Gezellig
ኸዘልኽ ማለት ሓደ ማእከል መራኸቢ መላለዪ ቦታ ኣብ ናይመኸን እዩ።እዚ ቦታ እዚ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 13፡00 ክሳብ 17፡00 ኣብ ዘሎ ክፉት’ዩ።ኣብዚ እንታይ ክትገብር ትኽእል፡⇒ ምጽዋት ተኒስ ⇒ ምልላይ ሓደስቲ ሰባት⇒ ቡን ወይ ሻሂ ምስታይ⇒ ሓበሬታታት ምልውዋጥ⇒ ልምምድ ቃንቃ ነዜርላንድ⇒ ኣብ ዝኮነ መደባት ምትሕግጋዝእዚ ማእክል ቦታ ኸዘልኻብ ታሕተዋይ ክፋል ናይ እንዳ ፍሉኽትሊንወርክ (VWN) ይርከብ።ሓደ…