እዚ ኢንተርሎካል ዝበሃል ኣብ ናይመኸን ንዝቅመጡ ሰባት ብዛዕባ ኣጠቃቅማ ገንዘብን ሕቶን ይሕግዝ።

ዝበዝሕ ግዜ ኩነታትካ እንተ ተቀይሩ ኣብ ኣታዊታትካን ወጻኢታትካን ጽልዋ ኣለዎ።ሓሳብ ብዛዕባ ፍትሕ፡መርዓ፡ገዛ-ምቅያር፣  ሰራሕተኛታት ናይ ኢንተርሎካል እዚ ዝስዕብ ክገብሩ ይኽእሉ።

  • ኣታዊታትካ ብሓባር ኼንኩም ይርእይዎ ንመነባብሮ ኣኻሊ ድዩ ኣይኮነን
  • ምኽሪ ብዛዕባ ወጻኢታት
  • ኣብ ዕዳ ምሕጋዝ

ኣስተውዕል፣
ካብ VWN ናይ ውልቀ ሰብ ተሓጋጋዚ እንተ ኣለካ ኣቀዲምካ ምስኡ ተመያየጥ።

ኢንተርሎካል ኣብ ሰብዓታት ዝቆመ ኮይኑ ኣብ ዝሓለፈ ዘመን ንዝነበሩ ስደተኛታት ዝተሓጋጋገዝ ዝነበረ’ዩ ክሳብ ሕጂ ውን ይቅጽል ኣሎ ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመጹ። ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኣለና ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ከምኡ’ውን ንስደተኛታት።

ንኣብነት፣ 

  • ንጥፈታት ንነኣሽቱ ሰባት ኣብ Pontemcollege (ISK)
  • ምሕጋዝ ኣብ ኣተዓባብያ
  • ደስ ዝብልን መሃርን ንጥፈታትኣብ ከባቢ ካብ ዕድመ 4 ክሳብ 12 ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ካምፕታትን ISKን
  • እዞም trajectregisseurs ዝበሃሉ ሓገዝ ንመንበሪ ፍቃድ ዘለዎን ኣብዚ ሰለስተ ዓመት ከመይ ጌሮም Inburgering ይውድኡን ካልእን ይሕጉዙ ( samen met Vluchtelingenwerk en Bureau Wijland)

ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Interlokaal ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ